Saturday, April 1, 2023
|
ውድድራት ባድሜንተን ተዛዚሙ
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES TENNIS

ውድድራት ባድሜንተን ተዛዚሙ

ፈደረሽን ባድሜንተን ዞባ ማእከል ካብ 3 ነሓሰ ኣትሒዙ ከካይዶ ዝቐነየ ናይ መጻረዪ ውድድራት፡ ዝሓለፈ ሰንበት 13 ነሓሰ ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ ፈደረሽናት፡ ወለድን ኣፍቀርቲ ባድሜንተንን ኣብ ዝተረኸቡሉ፡ ብድምቀት ከም ዝተዛዘመ ህዝባዊ ርክባት ናይቲ ፈደረሽን ሓቢሩ። እዚ ውድድር፡…

ሳዋ፡ ብኽልቲኡ ጾታ ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ኮይና
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES

ሳዋ፡ ብኽልቲኡ ጾታ ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ኮይና

ንኣስታት ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብውዕዉዕ መንፈስ ክካየድ ዝጸንሐ ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ብቀዳም 23 ሓምለ ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ኣካየድቲ ክለባት ስፖርት፡ ዕዱማት ኣጋይሽን ብርክት ዝበሉ ኣፍቀርቲ ስፖርትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ሜዳ ቦቺዮፊላ ኣስመራ ብድምቀት ተዛዚሙ። ኣብቲ…

ኤርትራ ኣብ ውድድር ኦሊምፒያድ ቼስ 2022 ክትሳተፍ’ያ
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES

ኤርትራ ኣብ ውድድር ኦሊምፒያድ ቼስ 2022 ክትሳተፍ’ያ

ሃገራዊት ጋንታ ቼስ ኤርትራ ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2022 ኣብ ህንዲ ኣብ ዝእንገድ ዓለማዊ ውድድር ኦሊምፒያድ ቼስ ንምስታፍ ናብታ ሃገር ከም ዘምረሐት ህዝባዊ ርክባት ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ ሓቢሩ። እታ 5 ደቀንስትዮ ዝርከባኦም…

ፈደረሽን ኣትለቲክስ ዞባ ማእከል ስልጠና ሂቡ
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ፈደረሽን ኣትለቲክስ ዞባ ማእከል ስልጠና ሂቡ

ፈደረሽን ኣትለቲክስ ዞባ ማእከል፡ ንብቕዓት ጥንካረን ተጻዋርነትን ኣትለታት (Course on strength and conditioning for endurance athletes) ዘተኮረ ናይ ሓደ ሰሙን ስልጠና ኣብ ኣስመራ ከም ዝሃበ ካብ ቤት-ጽሕፈት ናይቲ ፈደረሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ 4 ደቀንስትዮ…

ኣብ ዝቐጸለ ግጥም ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ሳዋን ሓሬናን ተዓዊተን
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኣብ ዝቐጸለ ግጥም ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ሳዋን ሓሬናን ተዓዊተን

ብሓሙስ ኣብ ዝቐጸለ ግጥም ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ሳዋን ሓሬናን ኣብ ልዕሊ መጋጥምተን ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብቲ ብብዝሒ ተዓዘብቲ ማሚቝ ከምኡ እውን ብዝናብ ተሰንዩ ዝተኻየደ ጸወታታት፡ ፈለማ ጋንታታት ደቂ ኣንስትዮ ሓሬናን ማይ ነፍሒን’የን ግጥመን ኣካይደን።…