Tuesday, March 28, 2023
|
ምርጫ ሃገራውያን ኮሚቴታት ኦለምፒክን ፓራ ኦለምፒክን ተቓኒዑ
CONTRIBUTERS OLYMPICS SPORTS UPDATES

ምርጫ ሃገራውያን ኮሚቴታት ኦለምፒክን ፓራ ኦለምፒክን ተቓኒዑ

ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ መቐጸልታ ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ 2022 ዘካየዶ ምርጫ ሓደስቲ ኣካየድቲ ማሕበራት ስፖርት ኤርትራ፡ምርጫ ሓደስቲ ፈጸምቲ ኣካላት ሃገራውያን ኮሚቴታት ኦሊምፒክን ፓራሊምፒክን ኤርትራ፡ ሓሙስ 12 ጥሪ 2023 ኣቃኒዑ። ኣብቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኮሚሽን ባህልን…