Tuesday, March 28, 2023
|
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ድሙቕ ዓወት የመዝግቡ
Sports people of Eritrea

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ድሙቕ ዓወት የመዝግቡ

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት 29 ጥሪ ኣብ ዝተኻየዱ ዝተፈላለዩ ውድድራት፡ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቦም። ሓደ ካብ ብሉጻት ተቐዳደምቲ ዓለም ምዃኑ ዝእመነሉ ቢኒያም ግርማይ፡ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ካልኣይ ተርታ ብምሓዝ ብሩር…

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ንጥፈታት ኣብ ዞባታት ገምጊሙ
CONTRIBUTERS SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ንጥፈታት ኣብ ዞባታት ገምጊሙ

ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ኣብ ዓመተ- ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ንጥፈታት ኣብ ዞባታት ገምጊሙ 2022 ኣብ ዞባታት ዝተሰላሰለ ናይ መሓውራቱ መደባት - ብ11 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ገምጋም ኣካዪዱሉ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ኣብ…

ኤርትራዊ-ሽወዳናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ደሚቑ
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኤርትራዊ-ሽወዳናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ደሚቑ

ኤርትራዊ- ሽወዳናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፡ ማልያ ኒውካስል ወድዩ ንፈለማ ግዜ ኣንጻር ሊቨርፑል ኣብ ዝገበሮ ናይ ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ ጸወታ ብዘርኣዮ ብሉጽ ጸወታ፡ መዛረቢ ማዕከናት ዜና ስፖርት ዓለም ኮይኑ። ኣሌክሳንደር ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ክብረወሰን መስርሕ ምስግጋር ኒውካስል…