Saturday, April 1, 2023
|
ዓንሰባ – ቅድድም ብሽክለታ ቀጺሉ
CYCLING SPORTS UPDATES

ዓንሰባ – ቅድድም ብሽክለታ ቀጺሉ

ብፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ከተማ ከረን ተወዲቡ፡ ብምኽንያት 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ከተማ ከረን ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ፡ ናይ 5 ሰሙን ውድድራቱ ዝሓለፈ ሰንበት ኣሰላሲሉ። እዚ ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን ውድድራቱ እናሓየለን ብዝሒ ተዓዘብቲ…