Tuesday, March 28, 2023
|
Who is Shannon Oqbay Abeda? = ሻኖን ዑቕባይ ኣበዳ መን እዩ?
CONTRIBUTERS WINTER SPORTS ስፖርተኛታት ኤርትራ

Who is Shannon Oqbay Abeda? = ሻኖን ዑቕባይ ኣበዳ መን እዩ?

ኣብ ኣልቤርታ - ካናዳ እዩ ተወሊዱ ዓብዩ። ወለዱ - ኣቶ ወልዳይን ወይዘሮ ኣርያምን ኣብ 1980ታት እዮም ካብ ኤርትራ ናብ ካናዳ ተሰዲዶም። እቲ ብኮምምፑተር ሳይንስ እተመረቐ ሻኖን ድማ ገና ብህጻኑ እንከሎ ብዝሓደሮ ኤርትራዊ ሃገራውነት ኣብ ብዙሕ…