Tuesday, March 28, 2023
|
ውድድራት ባድሜንተን ተዛዚሙ
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES TENNIS

ውድድራት ባድሜንተን ተዛዚሙ

ፈደረሽን ባድሜንተን ዞባ ማእከል ካብ 3 ነሓሰ ኣትሒዙ ከካይዶ ዝቐነየ ናይ መጻረዪ ውድድራት፡ ዝሓለፈ ሰንበት 13 ነሓሰ ሓለፍቲ ዝተፈላለዩ ፈደረሽናት፡ ወለድን ኣፍቀርቲ ባድሜንተንን ኣብ ዝተረኸቡሉ፡ ብድምቀት ከም ዝተዛዘመ ህዝባዊ ርክባት ናይቲ ፈደረሽን ሓቢሩ። እዚ ውድድር፡…

ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ ዕድመ ተዛዚሙ
CONTRIBUTERS SPORTS UPDATES TENNIS ስፖርተኛታት ኤርትራ

ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ ዕድመ ተዛዚሙ

ብሃገራዊ ፈደረሽን ባይታ ቴኒስ ኤርትራ ተወዲቡ ‘ቀጻሊ ውድድራት ደራኺ ሓይሊ ንምዕባለ ቴኒስ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሜዳ ክለብ ቴኒስ ቤት-ገርግሽ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ 16 ዓመት፡ ብሰንበት 7 ነሓሰ 2022…

ቀይሕ -ባሕሪ ተዓዋቲት ዋንጫ ናጽነት ኮይና!
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES TENNIS ስፖርተኛታት ኤርትራ

ቀይሕ -ባሕሪ ተዓዋቲት ዋንጫ ናጽነት ኮይና!

ንያትና ናጻ ሕርያና ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ናይ ሎሚ ዓመት 2022 መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምድማቕ ተባሂሉ ክካየድ ዝቐነየ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዞባ ማእከል ናይ ደቂ ተባዕትዮ ሕጂ'ውን ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ጎብለል…