Tuesday, March 28, 2023
|
ዓወት ናትናኤል – ኤርትራ ኣብ ቅ/ብሽክለታ ዝተማልአ ዓቕሚ ኣጥርያ ከምዘላ ዘረጋገጸ ተኣምራታዊ ውጽኢት!!
CONTRIBUTERS CYCLING ስፖርተኛታት ኤርትራ

ዓወት ናትናኤል – ኤርትራ ኣብ ቅ/ብሽክለታ ዝተማልአ ዓቕሚ ኣጥርያ ከምዘላ ዘረጋገጸ ተኣምራታዊ ውጽኢት!!

Contributor and analysis by Samson Haile (Eri-TV Journalist) ዓወት ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ መበል 15 መድረኽ ክሳብ ክንደይ ተኣምራታዊ ምዃኑ ከብርህ ክፍትን። ኣብ ጂሮ ዲ ኢታልያ፡ ከም ኣብ ኩሉ ዎርልድ ቱራት፡ ክልተ ዓይነት ናይ ውድድር ምድባት…