Tuesday, March 28, 2023
|
ደንደን ተዓዋቲት ዋንጫ ሰማእታት ኮይና
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ደንደን ተዓዋቲት ዋንጫ ሰማእታት ኮይና

ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዝተኻየደ ውድድር ኵዕሶ እግሪ፡ ዝሓለፈ ቀዳም ዕዱማት ኣጋይሽን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ኣብ ዝተረኽብሉ ብዓወት ጋንታ ደንደን መጋረጃኡ ዓጽዩ። እዚ ኣብ መንጎ 10 ጋንታታት ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጸወታታት ዘካየደ ውድድር፡ ኣብዛ መዓልቲ…