Tuesday, March 28, 2023
|
ኣብ ዝቐጸለ ግጥም ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ሳዋን ሓሬናን ተዓዊተን
OTHER SPORTS SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኣብ ዝቐጸለ ግጥም ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ሳዋን ሓሬናን ተዓዊተን

ብሓሙስ ኣብ ዝቐጸለ ግጥም ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ ማእከል፡ ሳዋን ሓሬናን ኣብ ልዕሊ መጋጥምተን ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብቲ ብብዝሒ ተዓዘብቲ ማሚቝ ከምኡ እውን ብዝናብ ተሰንዩ ዝተኻየደ ጸወታታት፡ ፈለማ ጋንታታት ደቂ ኣንስትዮ ሓሬናን ማይ ነፍሒን’የን ግጥመን ኣካይደን።…