Tuesday, March 28, 2023
|
ኣኽርያ ኣርባዕተ ጸወታታት ብምዕዋት ትመርሕ ኣላ
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኣኽርያ ኣርባዕተ ጸወታታት ብምዕዋት ትመርሕ ኣላ

ውድድር መንእሰያት ኵዕሶ እግሪ ዞባ ማእከል ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ኣኽርያ፡ ኣብ ኣርባዕተ ክሊ ዕድመ ብምዕዋት ትመርሕ ኣላ። ትማሊ ሰኑይ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት፡ ትሕቲ 20 ዓመት ጋንታ ኣኽርያ ኣንጻር ሰምበል እያ…