Tuesday, March 28, 2023
|
ኤርትራውያን ኣትለታት ኣብ ኮፐንሄገን ደሚቖም
OLYMPICS RUNNING/TRACK & FIELD SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኤርትራውያን ኣትለታት ኣብ ኮፐንሄገን ደሚቖም

ኤርትራውያን ኣትለታት ብርሃነ ጸጋይን ሄኖክ ተስፋይን ኣብ ኮፐንሄገን ዴንማርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቀዳማይን ካልኣይን ኮይኖም ውድድሮም ፈጺሞም። ኣብቲ 42.2 ኪሎሜተር ዝርሕቀቱ ውድድር፡ ብርሃነ፡ ብ2 ሰዓት፡ 8 ደቒቕን 23 ካልኢትን ኣብ መዛዘሚ ሕንጻጽ ብምብጻሕ ኣንጸባራቒ…