Tuesday, March 28, 2023
|
ዕጫ ጋንታታት ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’ ኩዕሶ እግሪ ወዲቑ
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES

ዕጫ ጋንታታት ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’ ኩዕሶ እግሪ ወዲቑ

ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ዞባ ማእከል፡ ወከልቲ 10 ጋንታታት ሱፐር ዲቪዥን ‘ኤ’ ዞባ ማእከል ኣብ ዝተረኸቡሉ፡ ዕጫ ውድድር ሻምፕዮን 2022-2023 ኣብ ኣዳራሽ ጨንፈር ኮምሽን ስፖርት ዞባ ማእከል ከም ዘውደቐ ህዝባዊ ርክባት ናይቲ ፈደረሽን ኣፍሊጡ። ኣብ ውድድራት…