Tuesday, March 28, 2023
|
ሕጹያት ኢንተርናሽናል ደያኑ ኵዕሶ እግሪ ተረቚሖም
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ሕጹያት ኢንተርናሽናል ደያኑ ኵዕሶ እግሪ ተረቚሖም

ሃገራዊ ፈደረሽን ኵዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ካብ ሽዱሽተ ዞባታት ሃገርና ንእተዋጽኡ፡ ብደረጃ ናይ ፈደራል ዳንነት ክሰርሑ ካብ ዝጸንሑ ደያኑ፡ ዝሃቦ ስልጠና ብምዝዛሙ፡ ንነፍሲ ወከፎም ብዘመዝገብዎ ነጥቢ ብምልላይ፡ ሕጹያት ኢንተርናሽናል ዳኛ በብደረጅኦም ረቚሑ። እዞም ሸሞንተ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከብኦም…