Tuesday, March 28, 2023
|
ስውእ ዮናስ ሽዋየ ሓደ ካብቶም ስታዲዩም ኣስመራ ዝረኣየቶም ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኢዮ ነይሩ።
FOOTBALL/SOCCER SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ስውእ ዮናስ ሽዋየ ሓደ ካብቶም ስታዲዩም ኣስመራ ዝረኣየቶም ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኢዮ ነይሩ።

ስውእ ዮናስ ሽዋየ ኣብ መፋርቅ 90 ታት ኢዮ ምስታ ኣብቲ እዋን ኣቶ ሃይለ ተስፋጋብር ( ዱባ ) ትስልጥን ዝነበረት ክለብ ምድላው ምግቢ ኮይኑ ድንቂ ብቕዓቱ ኣርእዮ፣ ንሱ ዘመዝገበን ሾቶታት ብሉጻትን ፍሉያትን ብምንባረን እቲ ዘይጽገብ ዓጥቅዓይ…