Tuesday, March 28, 2023
|
ሃገራዊ ፈደረሽን ኵዕሶ መርበብ ዑደት ኣካዪዱ
CONTRIBUTERS OTHER SPORTS ስፖርተኛታት ኤርትራ

ሃገራዊ ፈደረሽን ኵዕሶ መርበብ ዑደት ኣካዪዱ

ኣባላት ሃገራዊ ፈደረሽን ኵዕሶ መርበብ፡ ኣብ ዞባታት ይካየድ ንዘሎ ንጥፈታት ህጻናት ግራስ ሩት (grass roots) ንምዕዛብ ከምኡ እውን ናይ ስራሕ ርክብ ንምክያድ ብ30 ሚያዝያ 2022 ኣብ ከተማ መንደፈራ ዑደት ኣካዪዱ። እቲ ብፈደረሽን ኵዕሶ መርበብ ዞባ…

ኤርትራ ኣብ ዞባዊ ውድድር ቼስ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተሳቲፋ
OTHER SPORTS ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኤርትራ ኣብ ዞባዊ ውድድር ቼስ ምብራቕ ኣፍሪቃ ተሳቲፋ

ካብ 2-8 ግንቦት 2022 ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኣንገደን ሽዱሽተ ሃገራት ኣብ ዝተሳተፋሉን ዞባዊ ውድድር ቼስ ( The 2022 Zone 4.4 Individual ) Chess Championship ዝተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ቼስ ኤርትራ፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ብምምዝጋብ ብ9 ግንቦት ናብ…