Tuesday, March 28, 2023
|
ስብሃቱ ኣብ ስዊዝ ሓሙሻይ ወጺኡ
OLYMPICS OTHER SPORTS SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ስብሃቱ ኣብ ስዊዝ ሓሙሻይ ወጺኡ

ኣትለት ስብሃቱ ከሰተ፡ ብሰንበት ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዓረብያ (ዊልቸር) ሓሙሻይ ተርታ ሒዙ። ኣብቲ ክልቲኡ ጾታታት ብሓባር ኣብ ዝተወዳደሩሉ መድረኽ፡ ስብሃቱ ንውድድሩ ብሰዓትን 7 ደቒቕን 44 ካልኢትን ብምፍጻም እዩ ነቲ ደረጃ…