Wednesday, March 22, 2023
|
ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ ዕድመ ተዛዚሙ
CONTRIBUTERS SPORTS UPDATES TENNIS ስፖርተኛታት ኤርትራ

ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ ዕድመ ተዛዚሙ

ብሃገራዊ ፈደረሽን ባይታ ቴኒስ ኤርትራ ተወዲቡ ‘ቀጻሊ ውድድራት ደራኺ ሓይሊ ንምዕባለ ቴኒስ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሜዳ ክለብ ቴኒስ ቤት-ገርግሽ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ 16 ዓመት፡ ብሰንበት 7 ነሓሰ 2022…