Tuesday, March 28, 2023
|
ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ ዕድመ ተዛዚሙ
CONTRIBUTERS SPORTS UPDATES TENNIS ስፖርተኛታት ኤርትራ

ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ ዕድመ ተዛዚሙ

ብሃገራዊ ፈደረሽን ባይታ ቴኒስ ኤርትራ ተወዲቡ ‘ቀጻሊ ውድድራት ደራኺ ሓይሊ ንምዕባለ ቴኒስ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሜዳ ክለብ ቴኒስ ቤት-ገርግሽ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ ውድድር ባይታ ቴኒስ ትሕቲ 16 ዓመት፡ ብሰንበት 7 ነሓሰ 2022…

ኤርትራዊ ብንያም ግርማይ – እቲ ኮኾብ ዓለም!!
CYCLING SPORTS UPDATES ስፖርተኛታት ኤርትራ

ኤርትራዊ ብንያም ግርማይ – እቲ ኮኾብ ዓለም!!

ንኹላ ተቐዳዳማይ ረሸሽ ዘበለ እዩ ነይሩ ናይ ሎሚ ዓስራይ መድረኽ። እዚ ንኹሉ ዓይነታት ቅርጸ መሬት ዘጠቓልል ውድድር ካብ ዝሓለፈ ትሽዓተ መድረኻት እቲ ዝጸንከረ ክኸውን ምዃኑ ብንያም ግርማይ ቅድሚ ውድድር ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ ገሊጹ ነይሩ።"ሎሚ…