Wednesday, March 22, 2023
|
E R I T R E A  National Road & Championship – ሻምፕዮን ኤርትራ 2022
CYCLING

E R I T R E A National Road & Championship – ሻምፕዮን ኤርትራ 2022

ፈደረሽን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ምድልዋቱ ከም'ዘጻፈፈ ይንገር ኣሎ። ካብ ሰሙናት - መዓልታት፡ ካብ መዓልታት ድማ ሰዓታት እንክተርፎ፡ ማዕሪኡ ትርግታ ልቢ ተዓዛቢ እንዳወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ - እዚ ብዓቢ ሃንቀዉታ ንጽበዮ ዘለና ሻምፕዮን ኤርትራ 2022፡ ዓርቢ 24…